ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ አቁሑት (ፕላስቲክወንበርን ፈርኒቸርን)ካብ ናይ በጀት ዓመትን ካብ ናይ ሴፍትኔት በጀትን ብግልፂ ጨረታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእን ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሎም ዝዝርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ሶኒ ጥሪ 30, 2008 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ የካቲት 14, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: ኣላማጣ
  • Bid Document Price:3000.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ የካቲት 14, 2008 06:00 Afternoon
  • Office Furniture/
  • Print
  • Pdf
  1. ነቲ ንብረት ዝምልከት ሕጋዊ ፍቃድ ንግድን 2008 ዓም ዘሐደሰን
  2.  ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  3.  መረዳእታ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል
  4.  ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  5. ናይ ጋብዮን መክበሪ ፕሮፎርማ 6,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ናይ ፕላስቲክ ወንበርን ፈርኒቸርን 3,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
  6.  ሰዓራይ  ጨረታ ምስተነገሮ ኣብዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ናብቲ ቤት ፅሕፈት ብናይ ባዕሉ መፅዐንን መራገፍን ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ኣታዊ ይገብር
  7. ፕሮፎርማ ጋብዮን ዝክፈተሉ 7 የካቲት 2008 ዓም  ሰዓት 3፡ 30 ተዓፅዮ ሰዓት 4 ፡00 ይክፈት ናይ ፕላስቲክወንበርን ፈርኒቸርን ጨረታ 14 የካቲት 2008 ዓም ሰዓት 3 ፡30 ተዓፅዮ ሰዓት 4፡ 00 ይክፈት
  8. ተጫራታይ ናይ መክበሪ ዉዕሊ 10 % ከትሕዝ ዝክእል ክከዉን አለዎ
  9. እቲ ቤት ፅሕፈት ንቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለዉ እዩ
  10. ሰነደ ጨረታ 30 ቅርሺ ብመክፋለ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ክይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ምግዛእ ይከኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ  0347740661 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

Backs
Tender Category