ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: መለለዩ ቁፅሪ ወይዉን ቲን/TIN/ : ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት : VAT ተመዝገብቲ ን ፡ናይ ወርሒ ታሕሳስ ጥሪ ቫት ዲክለሬሽን ከቅርብ ዝክእሉ ብተወሳኪ እዉን ንከባቢ ኩሓ ግሪነሪ ተጫረቲ ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ትካላት ተወሳኪ እሴት ታክስ አይግደዱን ናይ ደኣንተ ሰርቲፊኬት ዘቕርብ
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ :ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 26/05/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 50 ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ
3 ናይ ጨረታ መኽበሪ ንህንፃ መሳርሒ 15,000 ቅርሺ ንኤለክትሮኒክስ 10,000 ቅርሺ ንግሪነሪ ንመፅሓፍቲ ስፖርት ዕጥቅን ነፍስወከፍ 3,000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ አብ ቅድመ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዝ ዝኽእል /ትኽእል:
4 ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/06/2008 ዓ/ም 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 10/06/2008 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ከይዲ ጨረታ አይተአጋጎልን
5ተጫረቲ ናይጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ሓደ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቅርብ
ዝክእል::
6 ብተወሳኪ ዝተማልእ መምርሒ ሰነድ ጨረታ ዝርዝር መረዳእታ ተተሓሒዙ ቀሪቡ አሎ
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
8ኣድራሻና ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ ድሕሪ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ቤትፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ንቁፅሪ 034እዩ::
9 ንተወሳኪሐበሬታብስልኪቁፅሪ 0344406839/ 408501ደዊልካመብርሂምሕታትትኽእሉ::
10 ናይጨረታመዕፀዉንመከፈትንበዓልእንተዊሉኣብዝቕፅልናይስራሕመዓልቲይኸዉን::
Backs