በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ::
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ
- ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር :ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምኻኖም ዝገልፅ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ
- ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/ 05 /2008 ዓ/ም ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ድማ ብር 30 እዩ
- ናይ ተጫረቲ ሽምን አድራሻን ከምኡዉን ማህተም ፌርማን ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ክግለፅ አለዎ ::
- ናይ ጨረታ መክበሪ ብ CPO :ጥረ ገንዘብ ብር 8000.00 ከቅርቡ ዝክእሉ::
- ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ እንተዘይኮይኑ ተቀባልነት የብሉን::
- እቲ ጨረታ ዕለት 10/ 06/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀተሪ ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት::
- ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታል ዋጋ መቅረቢ ብክልተ ቅዳሕ ኮይኑ ነናይ ባዕሉ ኢንቨሎፕ ብዝተዓሸገ ሽመዒ ክከዉን አለዎ::
- ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታልና ዘዳለዎ ሰነድ ክክዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቀባልነትን የብሉነ
- ተጫረቲ ሰዓራይ ምኾኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::
- ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ሆስፒታልና ኣታዊ ክግብር ዝክእል :
- ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ አብ ሆስፒታል መቐለ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብ /ምም /ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 ይከዉን::
- ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ የቅርቡ ::
- ቤት ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::
- ካልኦት አብዚ ምልክታ እዚ ዘየተገለፁ ረቓሒታት በመምርሒ ዕዳጋ 125 /2003 ዓ/ም መሰረት ተገዛኢ ዝኽዊን ተጫራታይ ::
- ተወሳኪ ሓበሬታ ምሰ ዘድሊ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 02 46 ምሕታት ይካኣል::
Backs