ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብ ክፍለ ከተሙኡ ንዝርከባ ሴክተራት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 04:30 Morning
  • Cleaning & Janitorial Equipments/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ፣ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ /Tin Number/ ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ይክፈት

3 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344403728/72 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

Backs
Tender Category