ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ቅብኣት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 06:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 08:30 Afternoon
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬትን ፣ ዝተሓደሰ መቅረባትይነት ብኮፒ ዘተሓሕዝ

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/10/2012ዓ/ም ክሳብ 11/10/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ መዓልታት ብነፃ ምዉሳድ ትክእሉ

3 ፕሮፎርማ ዕለት 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

4 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ +251345599925

Backs
Tender Category