ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ ግቢ ትምህርቲ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቕሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ንምሻጥ qala 01/03/630/12 ብዕለት24/09/2012ዓ/ም ዘዉፅኦ ጨረታ ናይ ስፔስፊኬሽን ፀገም ስለዝነበሮ ዳጊም ንክወፅእ ተገይሩ ኣሎ ስለዝኮነ ድማ ካብዚ ንታሕተ ዝተረዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ዝምልከቶም ኣካላት ክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ሓሙስ ሰነ 4, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:1,000
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 04:30 Morning
  • Used Items Sale/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011ዓ/ም ንግድ ፍቃድ ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝኽእል

2 መለለዩ ቁፅሪ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ምስ ፎቶ ኮፒ ንግዲ ፍቃድ ከትሕዙ ይግባእ

3 ኣብቲ ጨረታ ናይ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ናይቲ ትካል ማህተምን ሽምን ብግልፂ ክረአ ኣለዎ

4  ናይቲ ጨረታ መኸበሪ ሰነድ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ብር 1000.00 ከቕርብ ዝክእል

5 ንሓፂን መፂንን ቱቦታት ሓፂንን ፣ ነዉቲ ኤሌክትሪክ ንጣዉላን መሰል ዕንጨይትን ነንበይኖም ብኪሎ ንሎኮር ናይ መኪና ጎማ ባትሪ ጓንቴራ ፣ ጀሪካን ፣ ስፐንጅ ፍርናሽ ካልኦትን ድማ ናይ ሓደ ዋጋ መሊኦም ከቕርብ ዝኽእል

6 እዚ ጨረታ ስዒርካ ምስ ተባሃላ ኣብ ዉሽጢ4መዓልቲ ሒሳቡ ብምኽፋል ብናይ ባዕሉ መጓዝያ ካብ ቐፅሪ ቤት ትምህርትና ክወስድ ዝኽእል

7 ቤት ትምህርትና እቲ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8 እዚ ጨረታ ዕለት 09/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣፍቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ኣዳራሽ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 45 59 98 41/09 14 74 96 77

Backs
Tender Category