ኩባንያና ኢንሽራንስ ብርሃን ኣ.ማ ኣብ መቐለ ከተማ ቀዳማይ ቀያነ ወረዳ ቀበሌ 19 ድሕሪ አረጋዊ ሃይሉ ህንፃ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ኣይተ ዳዊት ገ/ሚካኤል ዝኾነ ህንፃ ኣብ ዝተኸረናዮ ንቢሮ ዝኸዉን ትርፊ ክፍሊ መሊሱ ንኻልኣይ ወገን ናይ ምክራይ መሰል ብዝተወሃቦም መሰረት ናይ ገዛ ቁፅሪ ሓድሽ ዝኾነ 1ይ ደብሩ ቢሮ ቁፅሪ 02 ስፍሓቱ 49.3 ካሬ ሜትር ዝኾነ ንቢሮ ኣጎልግሎት ዉዕል ክካረ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ ሰነ 3, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 02:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 02:02 Morning
  • House & Building Rent/
  • Print
  • Pdf

በዚ መሰረት ንዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ፎርሚ ኣብቲ ህንፃ ካብ ዝርከብ ጨንፈር ቢሮና ብምምፃእ ብምዉሳድ ዝካረይሉ ዋጋ ብምምላእ ብፖስታ ዓሺጎምክሳብ ሰነ ዕለት 12/2012 ኣብ ዘሎ ግዘ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት መልኢኩም ናብ ኢንሽራንስ ብርሃን ኣ.ማ ጨንፈር መቐለ ምእታዉ ዝኽእሉ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ

2 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቅርሺ 5000 ስፒኦ ብኢንሽራንሽ ብርሃን ኣ.ማ ኣዳልዮም ምስ ጨረታ ሰነድ ከቅራብ ይግባእም

3 ሰዓራይ ዝኾነ ድርጅት ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲታት ዉዕሊ ክኣስሩ ይግበኦም

4 ኮረና ቫይረስ ምኽንያት ንኽኽእ ንምንካይ ምእንቲ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ንክርከቡ ኣይግደዱን

5እቲ ኩባንያ ሙሉ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 76 27 /09 14 27 70 73  

Backs
Tender Category