ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ዉሽጡ እትርከብ መኪና ን 2012 ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ስፔር/ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ናይ ስፒኦ ዋጋ 3,000.00 ቅርሺ
  • Posted Date: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 09:00 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝኮፈሉ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ፣ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገበሉ መረጋፂ ዘቅርብን፣ ናይ ቫት መወዳእታ ሪፖርትን ብትካሎም ዝወፀ ኣካዉንት ናምበር ዘቅርቡ

2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጅናል ዶክመንት 2ተ ፎቶ ኮፒን ከቕርብ ዝኽእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፈ ፖስታ ዘቅርቡ

3 ሰነድ ጨረታታ መዐደጊ 50.00 ቅርሺ

4  ጨረታ ዝዕፀወሉ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 12/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተሪኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 ኣድራሻና ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ቤት /ፅ/ት ት/ፋይናንስን ከባ ጅብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 51 23 /09 37 02 35 98

Backs
Tender Category