ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ፓርት ናምበር | በዝሒ | ዋጋ ሰነድ | መኸበሪ ጨረታ |
1 | ብርጅስቶን ጎማን ምስ ካላማደርያ | M7.50R16 | 15 | 30 | 3000.00 |
2 | ዶላር ብርጅስቶን | 265/65 ቁፅሪ 17 መፍለይ ቁፅሪ 697 ብፃዕዳ ፅሑፍ | 05 | 30 | |
3 | ኣዲስ ጎማ ምስ ካላማደርያ | M7.50R/16 | 10 | 30 |
1 ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኹምን
2 ቲን ረጂስተር ዝተመዝገብኩም
3 ናይ ዘመኑ ሓዱሽ ሰርትፊኬት ዘለኩም
4 VAT ተመዝገብቲ ዘኮንኩም
5አሸናፊ ምሰ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 7ተ መዓልቲ በቲ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክተቕርቡ እትኽእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 15ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኣብ ቤት ፅሕፈትና ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ጨረታ ሰነድ ብምምላእ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ እናዓደምና እቲ ጨረታ ሳንዱቕ ዕለት 03/10/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ዝክፈት ምኻኑ እናሐበርና ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ተዝርከቡ ይምረፅ
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ ተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
Backs