ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ከተማ ልምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባጃጅ ኪራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::
  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 3, 2007 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ መስከረም 16, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Rent/
  • Print
  • Pdf

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ከተማ ልምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባጃጅ ኪራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቆሕታት እትማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ እንትንዕድም

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ , Tin /ቲን /ናይ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት አብ መቅረብቲ ዝተመዝገቡ ናይ መቅረባይ መረጋገፂ ዘቕርብ::

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ት ፋ ክ ከ ሰሜን ዘይመለስ ብር 25.00 በምኽፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዘሎ እዋን ሰነድ ምግዛእ ይካኣል::

3 ናይ ጨረታ መኽበሪ ሲፒኦ ወይ ብዝተፈለጠ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ቸክ ናይ ባጃጅ ኪራይ 5000 ብር /ሐሙሸተ ሽሕ ብር /ከትሕዝ ዝክእል /ትኽእል::

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16 /1 /2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 16/ 1 /2007 ዓ/ም ሰዓት 16 /1 /2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት ሰዓራይ ምስ ተነፀረ አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 ኣድራሻና ሰሜን ከባቢያዊ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ኮይኑ ፊት ንፊት ሄራን ሆቴል ሆስፒታል መቀለ መዕፀፊ ምፅእ ኢልካ ::

7 ንተወሲካ ሐበሬታ ብስልኪ 0348401616 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

8 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን ::


 


 

Backs
Tender Category