ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ልቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ብርጅስቶን ምስ ካላመደርያ M755 ፣ ናፔጆ ጎማ ምስ ካላማደሪኡ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ዝደለዩ ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 12/09/2012ዓ/ም ክሳብ 27/09/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓታት ጨረታ ብር 50 ብምግዛእ ካብ ቢሮና ክወስዱ ትኸእሉ

1 ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት መታወቅያ ናይ ግብሪ ከፋላይ ቲን መረዳእታ ቫት ተመዝጋባይ ዝኮነ ናይ ወርሒ መጋቢት 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበረ

2 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከቅርብ ዝክእል

3 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ 3ተ ማዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

4 እቲ ጨረታ 27/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ቤት ዕዮ ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዝመረፀሉ እዋን ዝግዛእ ኣቅሓ 20 ሚኢታዊ ናይ ምቅናስ ወይ ናይ ምዉሳክ መሰሉ ዝተሓለ እዩ

8 ኣብቲ ትመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኮዉን ኣለዎ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (59)
    • ኮንስትራክሽን (1053)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4469)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (257)
          • ሕርሻ (515)
            • ህንፃ መሳርሒ (7203)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1693)
                • ምምካር (181)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1833)
                      • ምግብን መስተን (518)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (78)
                            • ፈርኒቸር (1285)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (89)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (429)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2991)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1663)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1187)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8599)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (362)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (837)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (362)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (270)
                                                                                    s