1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን
2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን
3 ጨረታ መኸበሪ 3000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን
4 ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ማይጨዉ ሆስፒታል ቢሮ ፋይናንስ መፂኩም ትወስዱ እትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ
5 እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉኩም ትራንስፖርት ዝተምፅእዎ ምካንኩም ንገልፅ
6 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእሉ
7 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ዕለት ካብ 12/09/2012ዓ/ም ስካብ 26/09/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 እንትከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 26/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብ ሆስፒታል ማይጨዉ ቢሮ ይኸዉን
9ጨረታ እንትክፈት ባዕሎ ወይም ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
10 ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
11 እቲ ስርዝ ድልዝ እንተየሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 47 57 74
Backs