ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ጉንበት 11, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 09:00 Afternoon
  • Electronic Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ሰነድ ኮፒ ዘቕርብ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት መስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእለ

2 ካብ ዕለት 10/09/2012 ክሳብ12/09/2012 ሰዓት8፡30 ኣብ ዘሎ ግዜያት ምቕራብ ይካኣል

3 እቲ ፕሮፎርማ 12/09/2012 ልክዕ ሰዓት 9፡00 ኣብ ኤጄንስና ቢሮ ቁፅሪ 106 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 05 27 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category