ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኢድ መፈተሺ መሳርሒ ፣ ንእሽተይ ባትሪ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ ጉንበት 5, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 04:02 Morning
  • Electronic Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነትን

2 ናይ ግብሪ ከፈላይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን መረዳአታ

3 ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሊኡ ከቅርብ ዝክእል

4 መቕረብቲ ካብ ዕለት 04/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/09/2012ዓ/ኽ ሰዓት 11፡30 ሰነድ ፕሮፎርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክተወስዱ ትክእሉ

5 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 07/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተወዳደርቲ ወይ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 63 80

Backs
Tender Category