ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ገረብ ሰገን -2 ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ንብረት ነዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ብ ብ ሾፒንግ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ሰሉስ ጉንበት 4, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 03:10 Morning
  • Office Furniture/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን፣ መቅረባይ ሰርተፊኬት ፣ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቅርቡ አለዎም እቲ ዝቀርብ ዶክመንት ዝረአ ክከዉን አለዎ ዘይረአ እንተኮይኑ ናብ ዉድድር ኣይቀርብን

2 ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቅርበዎ ሾፒንግ ጨረታ ፌርማን ክቢ ማሕተምን ክዕርፍ አለዎም

3 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣን ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይኽእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 3፡10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 36 56

Backs
Tender Category