ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ን/ክ/ትግራይ ንቢሪኡ ዘገልግል ናይ ዝተፈላዩ መካይን ስፔር ፓርት እና ናይ ፕሪንተር ቀለም ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ከእድግ ስለዝደለየ
  • Posted Date: ሓሙስ ሚያዝያ 22, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሚያዝያ 23, 2012 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሚያዝያ 23, 2012 04:02 Morning
  • Vehicle Spare Part/ Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2012/ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቕረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

3ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 21/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/08/2012ዓ/ም ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝረኣየሉ ዕለት 23/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይከዉን

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 99 47 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category