ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ንቲ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኤሌክትሪክ፣ ስፖንጅ ፍርናሽን ፣ንፕሮጀክት ህንፃ መሳርሒ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፤

2 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ካርዲ መለለዩ ቁፅሪ ወይድማ ቲን ናምበር ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቫት ምስክር ወረቀት ከምኡዉን ናይ ወርሒ ለካቲት /መጋቢት 2012 ዓም ቫት ዲክላራሽን ሪፖርት ዝገበርኩም ምስዘይምለስ ቅዳሕን ዋናን ክተቅርቡ እትክእሉ፤

3 ተጫረቲ ኣብ ዝቀርብ መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ተቀባልነት የብሉን ።ከምኡዉን ናይቲ ትካል ሽምን ፊርማን:ኣድራሻን:ክህሉ ኣለዎ ። እቲ ጨረታ ዝርከበሉ ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 12 ብምቅራብ ንዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ንምዕዳ/ግ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ስራሕ ሰዓት መፂኢኩም ክትወስዱ ንሕብር፡፡

4 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ካብ 22/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/09/2012 ዓ/ም  ሰዓት 4፡ 00 ናይ ንጉሆ ኣብ ዘሎ ግዘ ብዝተዓሸገ ፖሰት ዋና ምስ ዘይምለስ ቅዳሕ ብምትሕሓዝ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ፤

5 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት እሱ 10/09/2012 ዓ /ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4፡15 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ዘይተረከበ ተጫራታይ ድማ ፖስታ ይክፈት ንዘቅርብዎ ሕቶ ግና ተቀባልነት ዘየብሉ ምካኑ ክፈልጥ ኣለዎ፡

7 መክበሪ ጨረታ ኤሌክትሮኒክስ 5,000.00 ቅርሺ ፣ ህንፃ መሳርሒን ፕሮጀክትን 15,000.00፣ ኤሌክትሪክ 2,000.00 ፣ ን ስፖንጅ ፍርናሽን3,000.00 ፡ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብሲፒኦ ከትሕዙ ክክእል ኣለዎ፡፡

8ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም እቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347-754682 ምድዋል ይከኣል እዩ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s