ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ን ቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላዩ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ጨ.ቑ.ቢ.ር.ህ.ክ.ት/ኣቅ -07/2012 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት

መኸበሪ ጨረታብር 17,000.00 /ዓሰርተ ሸዉዓተ  ሽሕ/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሐዙ ዝክእሉ

2ጨ.ቑ.ቢ.ር.ህ.ክ.ት/ኣቅ -08/2012 ናይ ቢሮ  ኣቅሑት / ፈርኒቸር/

መኸበሪ ጨረታብር 15,000.00 /ዓሰርተ ሓምሽተ  ሽሕ/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሐዙ ዝክእሉ

3  ጨ.ቑ.ቢ.ር.ህ.ክ.ት/ኣቅ -09/2012 ናይ መኪና ጎማ

መኸበሪ ጨረታብር 15,000.00 /ዓሰርተ ሓሙሽተ  ሽሕ/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሐዙ ዝክእሉ

1 ናይ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ቫት ተመዝገብቲን ናይ መወዳእታ ወርሒ ቫት ሪፖርት ፣መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ኣብ ዝርዝር መቕረባይነትዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ/መቅረባይነት/ ከቅርቡ ዝክእሉን ኣብ ሰነድ ጨረታ ብዝተቀመጠ ዝርዝር መዐቀኒታት ዘማልኡ

2 ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይ ደጋፊ ኸይዲ ስራሕ ዕደጋ፣ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 08 ካብ ዕለት 19/08/2012 ዓ/ም ክሳብ 03/09/2012ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ጊዜ መፀኪም ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

3 ዕለት 03/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ተዓፅዩ ዕለት04/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ትካል እቲ ንብረት ኣብ ሰቶክ ዘለዎን ካብ ዘሸነፎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ብምእሳር ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ንብረት ክረክብ ዝክእል

5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - 0344-40-93-43 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category