ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ሕትመት ንምግዛእ ስለዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 09:00 Afternoon
  • Printing & Publishing Equipment/Materials/
  • Print
  • Pdf

1  ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ፣ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘቕርብ

3 ፕሮፎርማ ካብ 13/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 09፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 99 22

Backs
Tender Category