1 በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ ብቅዓት ንግዲ ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ወይ ቲን ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ናይ ወርሒ ለከታቲት ሒሳብ ዘወዳደሩሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 በቲ ዘርፊ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ኮይኑ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ከቅርብ ዝክእል
5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ 50 ቀርሺ ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 10 ካብ 05/08/2012ዓ/ም ክሳብ 21/08/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘተዳለወ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይካኣል
6 ተጫረቲ ዘትሕዘዎ መኸበሪ ጨረታ 15000.00 ቅርሺ ብሽም ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ዉሕስና ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከቅርቡ ኣለዎም
7 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ዕዮና ዘቅርብ
8 እቲ ጨረታ 21/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ኣብ ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ዉሕስና ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 10 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከቡሉን ዘይተረከብሉን ይክፈት
9 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክኮዉን ኣለዎ
10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን 60 ማዓልቲ ይከዉን
11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 63 63
Backs