በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሚያዝያ 26, 2012 06:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:6000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሚያዝያ 26, 2012 08:00 Afternoon
  • Electronic Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝከፈሉን  ፍቃድ ንግዲ  ዘሐደሱን 

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘቅርቡ

4 ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ

5 ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮፈሉሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

6 መኸበሪ ጨረታ 6000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘትዘሑ

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ፋይናንስ ዳይሬክቶሬት ዳይሪክተር ቢሮ ቁፅሪ 04/05  ብምዉሳድ ዋጋ ብምምላእ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ካብ 06/08/2012ዓ/ም ክሳብ 26/08/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6፡00 ምእታዉ ይካኣል

8 ሰነድ ጨረታ 26/08/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ቤት ፅሕፋትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75

Backs
Tender Category