1 ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2012 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም፤
2 ቫት ተመዝገብቲን መቅረባይነት ሰርተፊኬት ክተቅርቡ ትክእሉ፣
3 ብዝወፀ ዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/ መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ፤
4 ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል ፤
5 ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም ዲክለራስዮን ከቕርብ ዝኽእል
6 ሰነድ ጨረታ ብር 50 ከፊሉ ከዕድግ ዝክእል
7 ጨረታ መክበሪ 2% ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ንዝክእል ንዝስዓሮ ንብረት 10% ዉዕሊ መክበረ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤
8 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 10/04/2020ኣ.ፈ (02/08/2012 ዓም) ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ 3ይ ደብሪ ምዉሳድ ዝክእል፤
9 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/04/2020 ኣ.ፈ (08/08/2012 ዓም) ሰዓት 3:30 ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 16/04/2020 ኣ.ፈ (08/08/2012 ዓም) ሰዓት 4:00 ይክፈት።
9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-405095/405069/5113 ምድዋል ይከኣል።
Backs