ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ
  • Posted Date: ዓርቢ ሚያዝያ 2, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ሚያዝያ 5, 2012 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ሚያዝያ 5, 2012 04:00 Morning
  • Electrical Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2012ን ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ

3 ናይ 2012 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

4 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ኣብ ዉሽጢ 7 ተ መዓልቲ ዘቅርብ

5 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ 30/07/2012ዓ/ም ክሳብ 05/08/2012ዓ/ም ሰነድ ምዉሳድ ትኽእሉ

6 ፕሮፎርማ ዕለት 05/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30

7 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 05/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ይኸዉን

8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋልእቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 444 41 94 98

Backs
Tender Category