ኣብ ቢሮና ፀጥታን ምም/ር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢሩኡ ተገልግል ናይ ሃለኩክስ መኪና ሞዴል ኣቅሓ/ ብርጅስቶን ጎማ ምስ ካላማደርኡ/ ካልኦትን ንመግዝኢ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ከወዳድር ስለዝደለየ እቲ ዝርዝር ከም ዝስዕብ ይከዉን
  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 29, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 04:02 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓዙ ከቅርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቕረባይነት ዝተመዝገበን

3 ቫት 15 ሚኢታዊ ብፍላይ ዝኮንኩም ብንፁር  ምስ ቫቱ ዝሓወሰ

4 ፕሮፎማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ክሳብ 30/07/2012ዓ/ም ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝረኣየሉ ዕለት 30/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይከዉን

6 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 99 47

Backs
Tender Category