ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ናይ መጋረጃ ብሕድሕድ ምስፋይ ፣ መድረቅያ ፣ ቀለበት ፣ ናይ ትቦ መስቀሊ ንሓደ ነካል ምብሳዕ ፣ ብጠቅላላ ከስርሕ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፈላይነት መለለየ ሰርተፊኬት ዘለኩምን

3 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ሰርተፊኬት ዘለኩም

4 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክትከፍሉ ትክእሉ

5 ፕሮፎርማ ካብ 25/07/2012ዓ/ም ክሳብ 29/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ብምዉሳድ ኣብ መወዳደሪ ዶክሜንተኩም ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሊ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምእታዉ ትኽእሉ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 30/07/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ኣብ ኮሌጅና ቢሮ ቁፀሪ 08 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 45 92

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8591)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s