ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ
  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 25, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2012 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: ማይጨዉ
  • Bid Document Price:60.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2012 04:30 Morning
  • Pharmaceutical Products/Medicines/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን

3 ጨረታ መኸበሪ 3000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን

4 ጨረታ ሰነድ 60 ብር ብምክፋል ካብ ማይጨዉ ሆስፒታል ቢሮ ፋይናንስ መፂኩም ትወስዱ እትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ

5 እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉኩም ትራንስፖርት ዝተምፅእዎ ምካንኩም ንገልፅ

6 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእሉ

7 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ዕለት ካብ 24/07/2012ዓ/ም ስካብ 08/08/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከዉን

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 08/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 እንትከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 08/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኣብ   ሆስፒታል ማይጨዉ  ቢሮ ይኸዉን

9ጨረታ እንትክፈት ባዕሎ ወይም ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

11 እቲ ስርዝ ድልዝ እንተየሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 48 77 00 23

Backs
Tender Category