ትካልና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዝኮነ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ፣ ንምጭራት ድሌት ዘለኩም ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ሚያዝያ 9, 2012 08:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ሚያዝያ 9, 2012 08:30 Afternoon
  • Cleaning & Janitorial Equipments/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ናይ ስራሕ ግብሪ ዝከፈሉን ፍቃዶም ዝተሓደሰን ክኮዉን ኣለዎ

2 ተጫረቲ ነዚ ተባሂሉ ዘቀረበ ሰነድ ካብ 19/03/2020 ክሳብ ዕለት 09/04/2020ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ታክሲ ከፈልትን ምስክር ወረቀትን ፎቶ ከፒን ብምሓዝ መቐለ መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ብምምፃእ ክትወስዱ ይግባእ

3 ተጫረቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ታክሲ ከፈልቲ ምስክር ወረቀትን ፎቶ ኮፒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣተሓሒዞም ካብ ዕለት 19/03/2020 ክሳብ 09/04/2020 ክሳብ ድሕሪ ሰዓት ልክዕ ሰዓት 8፡00 ከእትዉ ይግባእ

4 ተጫረቲ ናይ ፅሬት ኣቅሑት መኸበሪ ጨረታ ብር 5000 ብስፒኦ ከእትዉ ይግባእ

5 ብፖስታ ዘይተዓሸገን ጥረ ገንዘብን ተቃባልነት የብሉን

6 ጨረታ ዕለት 09/04/2020 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 30 41 33 11  

Backs
Tender Category