ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ስራሕቲ ፕሮሞሽን ዝዉዕል መስሕባት ክልልና ዘላሊ ሕትመት ጠረፔዛ ዓዉደ ኣዋርሕ 2013ዓ/ም ካላንደር ከሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2012 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:30.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2012 03:30 Morning
  • Printing & Publishing Service/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ፣ ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ቢሮና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 22/07/2012ዓም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ መዓልቲ 30 ቅርሺ ብምክፋል  ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 3000.00 ብስፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕ ዝክእል

4 እቲ ጨረታ ዕለት 14/087/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30  ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይክፈት

5 ነቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ዘረክብ

ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77

Backs
Tender Category