ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብዘርፊ  ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ

2 ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርተፊኬት  ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ ዝቐርብ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ኣለዎ ፣ ናይ ወርሒ ጥሪ ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ከተቕርቡ እትኽእሉ

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000.00 ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

5 ምልክታ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 17/07/2012 ክሳብ 01/08/2012ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 01/08/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓሺጉ 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት

6 ትካልና ካልእ ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁ 03 44 41 85 56

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (59)
    • ኮንስትራክሽን (1053)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4469)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (257)
          • ሕርሻ (515)
            • ህንፃ መሳርሒ (7203)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1694)
                • ምምካር (181)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1833)
                      • ምግብን መስተን (518)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (78)
                            • ፈርኒቸር (1287)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (89)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (429)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2991)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1663)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1187)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8599)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (362)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (837)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (362)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (270)
                                                                                    s