ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ን ቤት ፅሕፈት ህዳሴ ግድብን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሓን ጎማን ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 02:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 02:32 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ፣ መቕረባይንትን ቲን ናምበርን ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርበ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊኢኩም ብፖስታ ኣሺግኩም ካብ ዕለት 10/07/2012 ዓ/ም ክሳብ 14/07/2012 ዓ/ም ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ ዝቕረበ ፕሮፎርማ ዕለት 15/07/2012 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ዝኽፈት ምካኑ ንገልፅ

2ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን15 ስራሕ መዓልትታት ጥራሕ ይከዉን

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

4 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 4064 51 ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category