ኣብ ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ፍልፍሎም ዘይተፈለጡ ካብ ዘይሕጋዉያን ነጋዶ ሓደሽቲ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ጫማታት ክዳዉንቲ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ካልኦት ካብኔ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ብዕለት 05/01/2012 ብቁፅሪ 80/ክ/ክ/ቀ/ወ ንክጫረቱ ዝወሰናዮ መሰረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ መጋቢት 22, 2012 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:15,000
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ መጋቢት 22, 2012 09:00 Afternoon
  • Other Sale/ Used Items Sale/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ፣ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርትን ብትካሎም ዝወፀ ኣካውንት ናምበር ዘቅርቡ፤

2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጂናል ዶክመንት 2ተ ፎቶ ኮፒን ከቅረብ ዝክእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዘዓረፎ ፖስታ ዘቅርቡ፤

3 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ብር 50.00 ሓምሳ ቅርሺ፤

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 15000 ብር ከትሕዝ ዝኽአል

5 ሰነድ ጨረታ ዝቀርበሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 04/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 22/07/2012 ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

6 ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

7 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር፤

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0937-023598 ወይድማ 0342-405123 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል

Backs
Tender Category