ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ኣቅሑት ግዝኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርናክንገዝእ ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም
  • Posted Date: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 03:30 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 03/07/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 08/07/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡00

3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዝሓደሱ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 08/07/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37

Backs
Tender Category