ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኢ/ማቴሪያል ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ፅሕፈት መሳርሒ ዉፅኢት ማዕድን : ብShopping (ፕሮፎርማ)አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

1 ተጫረቲ ዝተሐደሰ ናይ 2008 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ቲን ናምበርን ከቅርቡ ዝክእሉ ምዃኖም

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምዃኖም

3 ተጫረቲ ቫት ምዝጉባት ኮይኖም ናይ ወርሒ ሕዳር 2008 ዓ/ም ደክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተጫረቲ ንብረት ዝቅርበሉ ሰዓርቲ ምካንኩም ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ____ መዓልቲ  ይከዉን

5 እቲ ዉድድር Item By መሸነፋይ ይከዉን

6 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣ/ወንበርታ ከይዲ /ስራሕ /ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 4

7 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ከምኡ እዉን ዝተማልአ ደከመንት ኣብ ዝቀርሉ ይኽፈት

8 ተጫረቲ ዘቅረብዎ ደኩመንት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ ዓሺጎም ኦርጅናልን ኮፒን ተባሂሉ ኣብ ዝባኑ ይፀሓፍ

9 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 45 መዓልቲ ይኸዉን

10 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 2/05/2008 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ሰዓት 5:00 ተዓሺጉ 5:30 ይክፈት

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

መምርሒ ተጫረቲ

  1. እቲ ጨረታ ብዝተፈላለዩ ምክንያት ከዛብዑ ዝፍትኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃአ ገየሩ ዘትሓዝዎም ትሕጃ ናብ መንግስት ካዝና አታዊ ብምግባር ንቀፃሊ ከይሳተፍ ይገብር
  2. ተጫረቲ ድሕሪ እቲ ናይ ጨረታ ሳጥን ምክፋቱ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፍቀድን ከምኡ ንዝበለ ዘትሐዞ ትሕጃ ኣይምለሰሎምን
  3. ተጫረቲ አብ ዘቅረብዎ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክኸዉን አለዎ
  4. መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0343400033 ወይ 03340010 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

 

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s