ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ መጋቢት 2, 2012 11:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 04:00 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቲን ናምበር ዘቕርብ ፣

3 ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሊኡ ከቕርብ ዝክእል

4 መቕረብቲ ካብ ዕለት 30/06/2012 ዓ/ም ክሳብ 02/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰነድ ጨረታ ምዉሳድን ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉን ትኽእሉ

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 03/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ኣድራሻና ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 105 ከየዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category