ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መቐለ መንገዲ ስራሕቲ ፕሮጀክት ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ማለት እዉን ዘገልገለ ናይ ባህር ዛፍ ፣ ናይ ሞራሌን ፕላይ ዉድን ቁርፅራፅ ዕንፀይቲ ፣ ዝተፈላለዪ መጠን ዘለዎ ናይ ተንዲኖ ቁርፅራፅ ብረት ንዉሓት 80ሲንትሜትርን ካብኡ ንታሕቲ፣ ናይ ስሚንቶ ከረጢት፣ ናይ ዘይትን ግሪስን በርሚል ፣ ናይ ካርታመ በርሚል 3450፣ ናይ ፕራይም MC-30 በርሚል350፣ ዘገልገለ ባትሪ 60A, 70A 150A፣ ዘገልገለ ጎማ 12*20፣ ዘገልገለ ጎማ 14*24 ፣ ዘገልገለ ጎማ 23.5*25 ፣ ዘገልገሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ፣ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:50,000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 04:30 Morning
  • Other Sale/ Used Items Sale/
  • Print
  • Pdf

በዚ መሰረት ካብ 25/06/2012ዓ/ም ክሳብ 16/07/ 2012ዓ/ም ን ተኸታታሊቲ 22 መዓልቲ ዝፀንሕ እንትኸዉን ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት መቀለ ከተማ ቀበሌ 06 ኣብ ዝርከብ ናይ ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር መቐለ ከተማ መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክትቢሮ 4 ብምምፃእ በዓል 4ተ ገፅ ዝርዝር ዝሓዘ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ዓዲግኩም ክትሳተፉ ይዕድም።

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት

1 ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ዘመን ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ ቫት ተመዝጋብትን ምኻኖም ከቕርቡ ይግባእ

2 ናይ ጥሪ ወርሒ ሒሳብ ቫት ሪፐፖርት ቫት ዲክለሬሽን ከቅርቡ ኣለዎም

4 አብ ተቅርብዎ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን

5 ጨረታ ኣሸናፊ ዉዕሊ ካብ ዝፈፀምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 40 መዓልቲ ሙሉእ ክፍሊት ከፊሊ ብናይ ባዕሉ መፅዓንን መራገፍን ከልዕል ይግደድ ተዘይ ኮይኑ ግን ዘትሐዞ ናይ ዉዕሊ መኸበሪ ስፒኦ ንድርጅት ኣታዊ ኮይኑ ምስ ትካል ዉዕሊ ዘቃርፅ ምካኑ ክፈልጥ ኣለዎ

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ 50,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ጥራሕ ብሽም ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ፕሮጀክት ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎም፤

7 ጨረታ ኣሸናፊ ኮይኑ ዝተገለፀ ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ኣሸናፊ ምካኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ናይቲ ጨረታ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ዉዕሊ መኸበሪ ኣትሒዙ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

6እቲ ጨረታ 16/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ድ.ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ኣብመቀለ ከተማ ቀበሌ 06 ኣብ ዝርከብ ናይ ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር መቐለ ከተማ መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክትቢሮ 4 ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣይክፈት።

7 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ  09 12 04 95 04/ 09 45 79 99 00 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

Backs
Tender Category