ማእኸል ቤት ህንፀት ራያ ኣላማጣ ኣብ ልምዓት ቦትኡ ዘፍሮዮ ፃዕዳ ጣፍ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ፤
  • Posted Date: ቀዳም የካቲት 14, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ የካቲት 25, 2012 04:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ የካቲት 25, 2012 05:00 Morning
  • Other Sale/ Used Items Sale/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲን ግብሪ ዝኸፈለን፣ናይ መቅረባይነት ዘለዎ ምዃኑ መረጋገፂ ዋናን ቅዳሕን ኣብ ፖስታ ዓሺጉ ከቅርብ ዝኽእል ፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ተመዝጋቢ ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣ምዃኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

3 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል፤

4 ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50.00 (ሓምሳ ቅርሺ) ብምክፋል ደ/ከ/ስ/ዐ/ፋ/ምም/ር/ንብረት ማእኸል ቤት ህንፀት ራያ ኣላማጣ እናመፃእኩም ክትወስዱ ትኽእሉ ኢኹም።

5 እዚ ጨረታ ካብ 10/06/2012ዓ/ም ክሳብ 25/06/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ እዚ ጨረታ 25/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡00 ኣብ ማእኸል ቤት ህንፀት ራያ ኣላማጣ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት።

6 ዝሰዓረ ተጫራታይ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ውዕሊ ይኣስር፡፡

7 ነዚ ጨረታ ከዛብዕ ዝፈተነ ተጫራታይ ካብ ምብራር ሓሊፉ ኣብ ዝኾነ ጨረታ ከይሳተፍ ደብዳቤ ይፅሓፈሉን ቢድ ቦንዱ ይውረስን።

8 እዚ ጨረታ ምስተከፈተ ካብቲ ጨረታ ምግላል ኣይፍቀድን፡፡

9 እዚ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10 ክሳብ ሰዓራይ ውዕሊ ዝኣሰር መኸበሪ ጨረታ ( ቢድ ቦንድ) ተተሓሒዙ ይፀንሕ።

11 እቲ ጨረታ 20 ሚኢታዊ ናይ መቅናስን ምውሳክን መሰል ኣለዎ፡፡

12 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ቤት ህንፀት ራያ ኣላማጣ ኣብ ሓዱሽ ፕሮጀክት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 09 14 10 20 17/ 09 10 00 67 67 / 09 14 75 50 64 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

Backs
Tender Category