ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከ/ስ/ዕ/ምመ/ር/ን ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ኣቁሑት ቢሮ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፈቲ ፣ ኣቅሑት ስፖርት ፣ ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴተ ታክስ ዝኮንኩም ናይ 2012 ዓ/ም በቢዘፈር ስራሕ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ምቅራብ እትክእሉ፤

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም እዉን መረዳእታ ዘለኩም ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መራዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ፤

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ እዉን ዘለኩም ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር እዉን ምቅራብ እትክእሉ፤

4 ንኩሎም ፍቃዳት ዋና ምስ ቅዳሕ አተሓሒዝኩም እዉን ክተቅረቡ አለኩም፤

5 ዝተመለአ ሰነድ መቅረቢ ዋጋ ሐደ ዋናን ሓደ ቅዳሕን ጠቅላላ ክልተ ፖስታ እዉን ክተቅረቡ ይግባእ።

6 መከበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈትን ን፣ መፃሕፍትን፣ ኣቅሑት ቢሮ ን፣ ስፖርት ዕጥቅን ፣ መኪና ስፔር ፓርት3000.00 ቅርሺ ንኣቁሐት መሳርሒ ህንፃ 6000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዙ ትክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ድጋፋ ፋይናንስ ንብረት ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 12/06/2012ዓ/ም ክሳብ 26/06/2012ዓ/ም ክትወስዱ ትክእሉ፤

8 እቲ ጨረታ 27/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

9 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣታዊ ይገብር። ንቢሮ ኣቅሑት ድማ ኣብ ዉሽጢ 25 መዓልቲ

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

11 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምወሳክን ምቅናስን መሰል ኣለዎ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ /0342-440307 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s