ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈትና ወረዳ ራያ ዓዞቦ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 04:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: ራያ ዓዘቦ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 05:00 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ

2 መፍለይ ቲን ናምበር ከፋላይንት ግብሪ ዘለዎ ዘለዎም

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ13/06/2012ዓ/ምሰዓት 4፡30 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡00 ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

6 ፐሮፎርማ ኣብ ቤት ምኽሪ ዘፈር ነጋዶ ንቅበል ምኻና ነፍልጥ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 6401 72

Backs
Tender Category