ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ FSRብ መለዋወጢ ኣቅሓ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክተቕርቡ ንዕድም
  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 19, 2008 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሰንበት ጥሪ 1, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date:
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::

3 ቫት ተመዘጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ክኽዉን አለዎ::

4 ጨረታ መኽበሪ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ 2% ከትሕዙ ዝኽእል::

5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ዉዕሊ ካብ ዝአሰሩ አብ ዉሸጢ 15 መዓልቲ ኣጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ

6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 16 /4/ 2008   -  01/5/ 2008 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::

8 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ  ዝተሐለወ እዩ::

  •  ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344418556  ወይም  0914786075 ምርካብ ይካአል  እዩ::

ዓይነት ንብረት

ተቑ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ

ቑፅሪ

መዕቀኒ

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

ብር

ብር

1

Gear Box

For FSR

set

01

 

 

 

 

 

Grand Total

 

 

 

 

 

 

Backs
Tender Category