ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ንዝርከባ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና/ስፔር ፓርት/ ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:15,000
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 04:30 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ፣ ዝተሓደሰ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት

2 ቲን ቁፅሪ /Tin Number/ ዘለዎ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ታሕሳስ ዲክልር ዝገበሩ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ናይ ጨረታ መክብሪ 15000 ቅርሺ ብ ስፒአ ወይ ድማ ብባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

5 መሸነፊ ድርርጅት ንዘሸነፍዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ወዕሊ ክአስር ዝክእል

6 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ጨረታ ከብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

7 ጨረታ ክፈቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ መዓልቲ ካብ 03/06/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 18/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 03 44 40 04 57 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

Backs
Tender Category