1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ወረቀት ምስክር መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ
2 ናይ ወርሒ ታሕሳስ ወረቀት ምስክር ተወሳኪ አሴት ታክስ ፀብፃብ ዝተገበረሉ መረዳእታ ፣
3 ዝተሓደሰ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘይምለስ ቅዳሕ አተሓሒዙ ዘቅርብ
4 መኸበሪ ጨረታ ን ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ንሰራሕተኛታት ኣዉቶብስ ሰርቪስ 5000 ቅርሺ
5 ተጫረቲ መወዳደሪ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፈ/ምም/ር/ን ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ከባቢ ገረብፀዶ ቤትት/ቲ ካብ 03/06/2012ዓ/ም ክሳብ 17/06/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡000 ምዉሳድ ይካኣል
6 ጨረታ ኣታዊ ዝግበረሉ 18/06/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት
7 መወዳደሪ ሰነድ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን የድሊ
8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 45 59 99 25
Backs