ኢንስትዩቲት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ጀነሬተር ማላት እዉን ዲዝል ፓወር ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ዝምልከቶኩም ሕጋዉያን ትካላት ንግዲ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ እናዓደምና ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ምዉሳድ ትክእሉ
  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:50.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 04:30 Morning
  • Electro-Mechanical Products and Services/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ መለለይ ግብሪ መክፈሊማለት እዉን ቲን ናምበር፣

2 ቁፅሪን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወረቀት ምስክርን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝርዝር ሒሳብ ዘወራረደሉ

3 ናይ መቅራባይነት ምዝገባ መለለይ መረዳእታ ቅዳሕ ምቅራብ የድሊ

4 ቢሮና 20ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምንካይ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ንሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

6 እቲ ጨረታ ዝፀንሓሉ ካብ 03/06/2012ዓ/ም ክሳብ 19/06/2012ዓ/ም ረፋድ ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ በዚ ዕለት 4፡30 ሽዑ ንሽዑ ክርከቡ ዝደለዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 09   ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 44 40 28 01/ 03 42 40 70 26

Backs
Tender Category