ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና ኣቅሑት ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዱሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም
  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 08:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 08:30 Afternoon
  • Vehicle Spare Part/ Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ፣ መቅረባይነት ፣ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ምስ ቫቱ ዝተመልአ ክኮዉን ይግባእ

3 በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 19/05/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 22/05/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 22/05/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

5 ፕሮፎርማ እንትክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል ወኪል እንተተረኪቡ ይምረፅ

6 እቲ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል የገድድን እዩ

7 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ ፡- ጥቃ እንዳ ጋብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55

Backs
Tender Category