ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሴፍትኔት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:5000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 04:30 Morning
  • Electronic Equipment & Accessories/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ምስ ዋንኡ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 19/05/2012ዓ/ም እስካብ 26/05/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ መዓልቲ ብምዉሳድ 26/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት

3 ፕሮፎርማ መኸበሪ ጨረታ 5000 ብጥረ ገንዛብ ወይ ብስፒኦ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03

Backs
Tender Category