ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 03:30 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 04:00 Morning
  • Vehicle Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ

3 ዝተሓደሰ ናይ 2012 መቅረባይነት

3 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ18 05/2012 ዓም ክሳብ 21/ 05/2012 ዓ/ም ሰነድ ብምዉሳድ ብፖስታ ዝተዓሸገ ክትወዳደሩ ትክእሉ ኢኩም

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት21/ 05/2012 ዓ/ም ዕለት ሰዓት 3:30 ቅሰዓት ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 21/ 05/2012 ዓ/ም 4:00 ቅሰዓት ይከዉን

ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ጥቃ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁፅሪ 0344419498

Backs
Tender Category