ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ስፔራትን ናይ መኪና ጎማ መኪናን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘቕርብ ፣ ናይ ቫት ሰርተፊኬት

4 ናይ ሕዳር/ታሕሳስ 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ከተቕርቡ እትክእሉ

5 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮይኖም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ብፅሬትን ብመጠንን ብናይ ባዕልኩም መጓዓዝያ ናብ ቢሮና ክተቅርቡ ትኽእሉ

6 ነጋዶ ናይ መወዳደሪ ዶክሜንትኩም ናይቲ ዋጋ መምልኢ ቅጥዕን ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ

7 ተጫረቲ ዘይምለስ 100.00 እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ንቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምህዳርን ቢሮ ቁፅሪ 333 ካብ ዕለት 14/05/2012 ክሳብ ዕለት 29/05/2012 ሰዓት 8፡00 እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ሎት1 ኤሌክትሮኒክስ ብር 5000.00 ሎት 2 መኪና ስፔር ጎማን ብር 4000.00 ብር ብስፒኦ ብጥረገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ካልእ

9 እቲ ጨረታ ዕለት 29/05/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30ኣብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ይክፈት፡፡

10 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0344-403447 ምድዋል ይከኣል፡

Backs
Tender Category