ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2012 ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 08:30 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 09:00 Afternoon
  • Printing & Publishing Service/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት

5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩም ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ፣ ኣድራሻ ፣ ናይ ትካልኩም ማህተም ፣ ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖታ ካብ ዕለት 06/05/2012ዓ/ም ክሳብ 08/05/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ከተቅርቡ ትክእሉ

6 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 08/05/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

7 ናይ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70

Backs
Tender Category