ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ምምሕዳርን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ቀበሌ 04 ዝርከብ ሓዱሽ ተፋሳስ ድሬኔጅ ሎት 1 ካብ ጥዕና ጣብያ ሜዳ ዓጋመ ናብ ኮብልስቶን ሎት 4 2010ዓ/ም ዝተሰርሐ ሎት 2 ካብ ሓድሽ ኮብልስቶን ሎት 4 2010ዓ/ም ዝተሰርሐ ናብ ባር ለዉሂድ ብዉልቀ ደኣንት ማለት አዉን ሽርክና ማሕበራት ብደረጃ 8 ኣናእሽተይ GC/BC ኮንትራክተር በናይ በጀት ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: ዓዲግራት
  • Bid Document Price:80.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 04:30 Morning
  • Road & Bridge Construction/
  • Print
  • Pdf

1 ነዚ እተማልኡ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 24/04/2012ዓ/ም ክሳብ 13/05/2012ዓ/ም ክሳብ 11፡30 ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 3 ዘይምለስ 80ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

2 ጨረታ 14/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ከተማ ዓዲግራት ይክፈት::

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 10 13

Backs
Tender Category