ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ንባንኪ ግልጋሎት ዝዉዕል ባንኮኒ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 1, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 1, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2012 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም ቫት ዝተመዝገብኩም ምዃንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ትኽእሉ ፤

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ CPO 3000

3 እቲ ጨረታ ሎት 1 ን ሎት 2ን ዝብል ስያመ ዘለዎ ኮይኑ ሎት 1 ኣብ ከተማ መኮኒ ዓዲግራት ኣክሱምን ዝረከቡ ንኡሳን ጨንፍር ሎት 2 ኣብ ከተማ መቐለ ኮይነን ሐድነትን ማይኣንበሳን ንኡሳን ጨንፍርን ማይክሮፋይናንስን ቁፅሪ 1ን ማይክሮፋይናንስን ቁፅሪ 3ን እዩም

4 ተጫረቲ ካብ ሐደ ሰነድ  ሎት ንላዕሊ ምግዛእ ዝክኣል እዩ ኮይኑ ግና ካብ ሐደ ሎት ንላዕሊ ክጫረቱ ይክእሉን ካብ ሐደ ሎት ንላዕሊ ዝተጫረተ ካብ ጨረታ ይስረዝ

5 ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 25/04/2012 ዓ /ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 1/05/2012 ዓም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር  ራብዓይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 409 ኣድላይ መረዳታት ብምሓዝ ዘይምለስ ብር 150 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ እዩም

6  ተጫረቲ ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቐርቡ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ደኩሜንት ፈሪሞምን ከምቲ ክሽየጥ እነተሎ ዝነበረ ከየጎደሉ ከቅረቡ አለዎም ዝተጎደለ ብትክክል ዘይተመለአን ናይ ሰነድ ጨረታ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

7 ቅድሚ ሕዚ ኣብ ትካልና ተጫሪቱ ነቲ ስራሕ ከይወደአ ዘደንጎየ ወይድማ ዝተቀፅአ ክጫረት ኣይክእልን እንተተጫሪቱ እዉን ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

8 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ባንኪን ፋይናንሻል ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ቅዳሕን ናይ ጨረታ ዉሕስና ሰነድ ስፒ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታታት ዓሺጎም ኩሎም ፖስታታት ኣብ ካሊ ዓብዩ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ራብዓይ ደብሪ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን

9 እቲ ጨረታ ዕለት 1/05/2012 ዓ/ም ልክዕ  ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓሺጉ ልክዕ ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክሰዩን ማሕበር ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከፈት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እነተዘይተረኪቦም እወን ዝተማለአ ደኩሜንት እነተኮይኑ ጨረታ ይከፈት እዩ

10 እንተነኣሰ ኣብ ዉሽጢ 30 መዓልቲ ሰረሑ ከረክብ ዝክእል

11 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ፡፡

12  ተወሳኪ ሓበሬታ እንተደሊኩም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ማፋይናንስ ዝርክብ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 11 ብምቅራብ ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-400014 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s