1 ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ዝክእክ ዝኮና ሕብረተሰብ ክሳተፍ ይክእል
2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብነፃ ምዉሳድ ይካኣል
3 ንጨረታ መኸበሪ 200.00 ብር/ክልተ ሚኢቲ/ ብጥረ ገንዘብ ወየ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ኣለዎም
4 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 23/04/2012ዓ/ም ክሳብ 30/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ሰዓት
5 ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 30/04/2012 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት
6 ተጫረቲ ባዕልቶም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ሳንዱቅ ጨረታ ይከፈት
8 ዉዕል ካብ ዝአተዉሉ ኣብ ዉሽጢ 3t መዓልቲ ንብረቱ ይወስድ
9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 41 29/03 44 40 43 96
Backs